
Familysdra | ፋሚሊ ስድራ
ፋሚሊ ስድራ ናይ መርበብ ድኳን እዩ። መቀጸልታ ኣብ መራከቢ ብዙሃን ክንገብሮ ዝጸናሕና ንጥፈታት እዩ። ብመረከቢ ብዙሃን ዝተፈላለየ ብርክት ዝበሉ ንጥፈታት ክንገብር ጸኒሕና ፡ ክንገብሮ ዝጸናሕና ንጥፈታት ውን ምስ ብዙሓት ፍትዋት ሰባት ኣላልይናን ኣፋሊጥናን ፡ ጥቡቅ ዝምድና ካብ ምህላው ስድራቤት ክንከውን ኣክኢልና እዩ። እዚ ናይ መረበብ ድኳን ተወሳኪ ምስ'ቲ ንገብሮ ዝጸናሕናን ዘለናን ንጥፈታትት፡ ዝያዳ ምስኻትኩም ፍትዋት ስድራቤት ክንራከብ፡ ክንፋለጥ፡ ክንተሓጋገዝ ፡ ክንጠቃቀም ክሕግዝና ዘተዳለወ እዩ።

Familysdra | ፋሚሊ ስድራ
ፋሚሊ ስድራ ናይ መርበብ ድኳን ኰይኑ፡ ዝተፈላለየ ትሕዝቶታት ዝሓዘ እዩ፡ ትሕዝቶና ብብቕዓቱ ዝበለጸ እዩ፡ ብዘቀለለ ኣብ ወብሳይት ( መርበብ ድኳን) ብምምጻእ ክትገዝኡ ተጠቀምቲ ክትኰኑ ብክብሪ ንዕድመኩም።
Subscribe to our emails
Be the first to know about new collections and exclusive offers.