1
/
of
1
Familysdra
ፎፎል | Fofol
ፎፎል | Fofol
Regular price
€19,99 EUR
Regular price
Sale price
€19,99 EUR
Unit price
/
per
Couldn't load pickup availability
መጽሓፍ ፎፎብ ብደራሲ መስፍን ገብርሂወት ዝተደርሰት፡ ንቈልዑን መንእሰያትን ተፈታውነት ጦብላሕታን ከትርፉ፡ ትጽቢት ዝግበረሎም፡ መቀረትን ላዛን ዘለዎም፡ 101 ሕሩያት ጽንጽዋያትት ዝሓዘት እያ።
ቈልዑን መንእሰያትን ጥራይ ዘይኰኑ ዋላ ወለድን መምህራንን ምስ ባህርያትን ሕጊ ተፈጥሮን እንስሳታት ክንላለ ኣገዳሲ ስለዝዀነ፡ ናይ ልዕሊ 200 ተኣምረ-እንሳታት ብስእሊ ዝተሰንዩ ሒዛ ትርከብ።
መጽሓፍ ፎፎል ንቘልዑን መንእሰያትን ስነ-ጽሑፋውን ባህላውን ፍልጠቶም ክብ ንምባልን፡ ቋንቋ ትግርኛ ምልከቶም ንምዕዛዝን ዓቢ እጃም ክህልዋ እዩ፡ መጽሓፍ ፎፎል ብምግዛእ ተጠቀምቲ ንኹን
Share
