Skip to product information
1 of 1

Familysdra

ናይ መጀመርታ 1000 ቃላተይ ትግርኛ | My First 1000 Words Tigrinya

ናይ መጀመርታ 1000 ቃላተይ ትግርኛ | My First 1000 Words Tigrinya

Regular price €19,99 EUR
Regular price Sale price €19,99 EUR
Sale Sold out

መጽሓፍ ናይ መጀመርታ 1000 ቃላተይ ትግራኛ፡ ኣብዝያ ብልጽቲ መጽሓፍ ኾይና 1000 ቃላት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። ነፍሲ ወከፍ ቃል ብስእልን ሕብርታት ዝወቀበዩ እዩ፡ ስእልን ሕብርታታት ብምህላዋ ንቆልዑ ኣዝያ ስሓቢት ይገብራ፡ እዞም ኣብዛ መጽሓፍ ዘለው ቃላት፡ እቶም ናይ መጀመራት ሓደ ቆልዓ፡ ትግራኛ ክምሃር ምስ ጀመረ፡ ክፈልጦም ዘለዎ እዮም፡ ነዞም ቃላት ምስዝፈልጥ፡ ትግርኛ ክዛረብ ይጅምር፡ ብዙሕ ቃላት ምፍላጥ፡ ዝያዳ ከም ትዛረብ ይገብረካ።

ነፍሲ ወከፍ ቃል፡ ብኢንግሊዝ ኣናብብኦም ከምኡ ውን ብኢንግሊዝ ትርጉሞም ብጽፉፍ ኣብዛ መጽሓፍ ሰፊሩ ይርከብ፡ ነቲ ቃል ምንባብ ተሲእነሞ፡ ብኢንግሊዝ ከመይ ከምዝንበብ ክውከሱ ይኽእሉ፡ ትርጉም ናይቲ ቃል ምፍላጥ ተሲኢነሞ፡ ትርጉም ብኢልንግሊዝ ካብዛ መጽሓፍ ክውከሱ ይኽእሉ።

መጽሓፍ ናይ መጀመርታ 1000 ቃላተይ ንቆልዑ ጥራይ ዘይኾነት ዋላ ውን ዓበይቲ፡ ትግርኛ ክምሃሩ ዝደልዩ ክጥቀምላ ይክእሉ እዮም።

View full details